bieteelyas.blogspot.com ቤተ ኤልያስ

Friday 6 January 2017

ሓጸርቲ መዝሙራት ናይ ልደት


ታኅሳስ ፪፱ ክቡር በዓል ልደት ናይ ጐይታና

1.  በኮኮብ መጽኡ(2) ሰበኣ ሰገል(2)
    በቤተልሔም ተወልደ(2) ኣማኑኤል(2)

2.  እምዘርአ ዳዊት(2) ተወልደ ኣማኑኤል(2)
     ለአማኑኤል (4)ይሰግዱ ሰብአ ሰገል(2)

3.  ርእይዎ ኖሎት(3)
     አእኩትዎ መላእክት(2)

4.    በጊዜ ልደቱ ወረዱ መላእክት(2)
     እንዘ ይብሉ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ(2)

5.    ለዘተወልደ እምቅድስት ድንግል ምንተ ንብሎ ናስተማስሎ ለመድኀኒነ(2)
         ኣርዌ ገዳምኒ ኣንበሳ ወሚመ(2) ከራድዮን(2)

6.   መጽአ ከመ ይቤዙ ዓለመ(2)
     ይህበነ ሰላመ ጋዳ ያበውኡ ቊርባነ(2)

 7. ኣማን በኣማን (2)
መንክር ስብሐተ ልደቱ (2) ሉቃ 2፡6-20. ታሕሳስ 4ይ ሰሙን

8.  ውስተ ማህጸነ ድንግል ኀደረ (2) ኀደረ ሥጋ ኮነ (2)
ወተወልደ (3) በሥጋ ሰብእ በሥጋ ሰብእ (2)

9. በጎል ሰከበ በኣጽርቅት ተጠብለለ (2)
ቤዛ ኩሉ ዓለም (2) ዮም ተወልደ (2)
 ሉቃ 2፡1-7. ማቴ 3፡20. 2ይ ቆሮ 8፡8-15. ታሕሳስ 4ይ ሰሙን

10. መድኃኒት ተወለደ ነዋ (2)
ይእዚኒ ለሰላም ንትልዋ (2)
መዝ 2፡7. ማቴ 2፡1-2. ታሕሳስ 4ይ ሰሙን

11.  ኢየሱስ ከርስቶስ መጽኣ ውስተ ዓለም (2)
በብርሃኑ ንኡ ናንሰሱ (2)

12.  በጎለ እንስሳ በጎለ እንስሳ (2)
በጎለ እንስሳ ተወልደ ኣማኑኤል (2)

13. ስብሐት ለእግዚኣብሔር በሰማያት (2)
ወሰላም በምድር ሥምረቱ ለሰብእ ሃሌ ሉያ (4) ኣሜን ሃሌ ሉያ
 መዝ 148. ሉቃ 2፡14. ታሕሳስ 4ይ ሰሙን


14.  እም ሰማያት ወረደ ወእም ማርያም ተወልደ (2)
ከመ ይኩን ቤዛ (2) ለኩሉ ዓለም (2) ለብሰ ሥጋ ማርያም
 ዮሓ1፡9-18. የሓ6፡51. ሉቃ2፡10-11.
ታሕሳስ 4ይ ሰሙን

125. ካብ ሰማያት ወሪዱ ካብ ድንግል ማርያም ተወሊዱ(2)
ክኾነና በጃ (2) ንኹሉ ዓለም ለቢሱ ሥጋ ማርያም (2)

126. ኣንፈርዓጹ ሰብኣ ሰገል(2)
ኣምኃሆሙ ኣምጽኡ መድምመ(2) መዝ 71(72)፡10-19

127.  ወወለደት ወልደ ዘበኩራ (2)
መንጦላዕት ደመና ሰወራ (2) ማቴ 1፡18-25. ታሐሳሰ 4ይ ሰሙን


128. አምኃሆሙ አቅረቡ መድምመ(2)
          አንፈርአጹ ሰብአ ሰገል(2)

No comments:

Post a Comment