bieteelyas.blogspot.com ቤተ ኤልያስ

Thursday 28 November 2019

ዜና መጻሕፍቲ 2ይ ክፋል

ሰላም ስድራ ክርስቶስ “እቲ ናይ ኣምላኽ ሰብ፡ ንሰናይ ግብሪ ዘበለ ፈጺሙ ተዳልዩ፡ ፍጹም ምእንቲ ኪኸውንሲ፡ መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ ዘበለ ጽሑፍ ንትምህርቲ፡ ንተግሳጽ፡ ንምቕናዕ፡ ንጽድቂ ዚኸውን ምእዳብ ይጠቅም እዩ” ዝብል ቃል መሪሕ ብምግባር፡ ብረድኤት እግዚአብሔር እዘን ዝስዕባ ኣርባዕተ መጽሓፍቲ ተኃቲመን ቀሪበናልኩም ከም ዘለዋ ኬበሥረኩም እፈቱ /2ይ ጢሞቴዎስ 3: 16-17/። መጽሓፍቲ ከተከፋፍሉ ምስ ትደልዩ ድማ በዚ ዝስዕብ ቴለፎን ደዊልኩም ርኸቡና፦
ዲያቆን ሄኖክ ገብረ ኪዳን 0004915210974237
ሚልዮን መብራህቶም 004915218986222

ኣቦይ እዓዪ ኣሎ ኣነውን እዓዪ ኣለኹ /ዮሓ 5፡17/

1/ ትሕዝቶ መጽሓፍ ሕይወተ ወራዙት 2ይ ክፋል


ምዕራፍ ሓደ 1
ብዛዕባ ተውኔትከ እንታይ ኪበሃል ይከኣል፧ 11
ንክርስቲያን ምዝንጋዕ ይፍቀድዶ፧ 13
ሓቀኛ ሓጐስ ዘምጽእ ጸወታ 16
ካልኦት መዘናግዒታት 17
2 ድራማ 19
2.1 መንፈሳዊ ተውኔት (ድራማ) 20
2.2 ዓለማዊ ተውኔት (ድራማ) 26
3. ምንቅስቓስ (ምውስዋስ) ኣካላዊ ብቕዓት 31
4 ሲኔማን ቴሌቪዥንን 38
ዓይነታት ፊልም 42
ክፉኣት ፊልምታት ናይ ምርኣይ ጒድኣት 44
ካብ ወልፊ ፊልምታት ክትላቐቕዶ ትደሊ ኢኻ፧ 54
መዛዘሚ ምኽሪ 61
ምዕራፍ ክልተ 63
ዘስክር መስተ 63
ቊሩብ ምስታይከ ይኽልከል ድዩ፧ 65
ወይን ያስቴፈስሕ ልበ ሰብእ (ወይኒ ንልቢ ሰብ የሐጒስ) 71
ሳዕቤናት ኣልኮላዊ መስተ 74
ንምንታይ እዮም መንእሰያት ናብ ስኽራን ዝስሓቡ 90
ንምስካር ምድፍፋእ 94
ብዛዕባ ምስ ሰኽራም ምኅባር 99
ዝኾነ ዓይነት ኣልኮላዊ መስተ ዘይምጥዓም ኃጢኣት ድዩ፧ 101
ክሳዕ ክንደይ ዝኣክል ክሰቲ 103
ስኻርን ምኽርን 111
ካህንን ዘስክር መስተን 114
ዘስክር መስተ ሰቲኻ ናብ ቤተ መቕደስ ምእታው ይግባእዶ፧ 115
ኃዘንን መስተን 119
መጠቓለልን ምኽርን 120
ምዕራፍ 3 127
ደርፊ ማለት እንታይ ማለት እዩ፧ 127
መዝሙር “ደርፊ” ክበሃል ይከኣል ዶ፧ 130
ደርፊ (ጓይላ) ኣብ ዘመነ ብሉይን ዘመነ ሓድሽን 134
ደርፊ እንታይ ኃይሊ ኣለዎ፧ 137
ደርፊ ምፍላይ 141
ጓይላን ደርፊን ንምንታይ  ይኽልከል፧ 144
ኣብ ጊዜ ሓጐስከ ይድረፍዶ፧ 159
1.6 መጽሓፍ ቅዱስ ንጓይላ ምስ ሓጐስ ኣየተሓሕዞን እዩ። 159
ደርፊ ምስማዕ’ከ ኃጢኣት ድዩ፧ 163
ናይ መናፍቓን መዝሙር ምስማዕ እንታይ ኣለዎ፧ 169
ደርፊ ምድጋፍ 176
ናይ ዘመንና ደረፍትን መንፈሳውነትን 181
ካህንን ደርፍን 184
ሓደ ሓደ ጊዜ ኣብ ዋልድባውን ይድረፍ እዩ 186
ምውዝዋዝ እስክስክስ ምባል ምጭፋርን ሳዕስዒትን 188
ምዕራፍ 4 195
ኣደንዛዚ ዕፀዋት 195
ትንባኾ ምስፋፍ (ሽጋራ ምትካኽ) ንምንታይ ይኽልከል፧ 200
ቤተ ክርስቲያንን ሓደገኛ ዕፀዋትን 212
መወከሲ መጻሕፍቲ 219

2/ ትሕዝቶ መጽሓፍ መልሲ ንልቡሳነ ሥጋ ኣጋንንት

ምዕራፍ 1 ሓሶት ወልደአብ ኤልያስን ዝተዋህቦ መልስን 16
ወልደአብ ኤልያስ መን እዩ፧ 16
ትምህርቲ ብዛዕባ ሥርዓተ ምንጻሕ 18
ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ እምነት ቅዱስ ቊርባን ክቕበል ዝኽእል መን እዩ፧ 19
ቅዱስ ቊርባን ዕድመን ጾታን ኣይፈልን እዩ 20
“እቲ ሰብ ውሽጡ ከም ዝኾነ ይኹን ብዘየገድስ ቅዱስ ቊርባን ምስ ወሰደ ሽዑ ንሽዑ ከም ዚቕደስ ይኣምኑ” 22
ናይ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ትምህርቲ ቅዱስ ቊርባን ክቕበል ዘይክእል’ከ መን እዩ፧ 22
ኣብ ጸሎተ ቅዳሴ ቅዱስ ቊርባን ቅድሚ ምቕባልና ዲያቆን ዝነግረና ኣዋጃት ውን ከምዚ ዝስዕብ እዩ 23
ተወሳኺ ቅዱስ ቊርባን ቅድሚ ምቕባልና ኪንገብሮ ዚግበኣና 25
ምስዓምን ማይ ምሕጻብን የርክሶም 26
ቅዱስ ቊርባን ምስ ተቐበልና ክንገብሮም ዘይግበኣና 28
ኣብ ዘመነ እርጋንካ ምንጻሕ 32
ንጐይታ ምቕባልን ሥጋኡን ደሙን ምቕባልን ዘሎ ፍልልይ 34
ሰልዲ ክፈሉና 38
ቃለ አዋዲ መሰልን ግዴታን ምእመን 43
ተዋሕዶ ንሰብ ከም ኣምላኽ ይቖጽሩ። 45
እግዝእትነ ማርያም ይብሉ 47
ጐይታ ንኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ 49
ጐይታ ዝብል ቃል ንመላእኽቲ ክወሃብ ከሎ 50
ንቅዱሳን ሰባት 52
ተዋሕዶ ንደቂ ሰባትን ንመላእኽትን ብብዙኅ መገድታት ከም ኣምላኻዊ ፍልጠት ጌሮም ይፈልጡዎም 61
“ነቶም ሕዝቢ ኵሉ ሰብ ኣኣብ ሃይማኖቱ ጸኒዑ ይቑም ኢሉ ኣምላኽ ኣዚዝና እዩ ይብልዎም” 62
መተሓሳሰቢ 62
ብዛዕባ ፍትሓት 66
ኣብ ኦርተዶክስ ተዋሕዶ ትምህርቲ ብዛዕባ ፍትሓትን ተስካርን ዝግበረሉ ምኽንያትን 67
እግዚአብሔር ርኅሩኅን መሓርን ስለ ዝኾነ 67
ናይ ቤተ ክርስቲያን ባህርይኣን መንነታን ዚገልጸላ ስለ ዝኾነ 74
ድኅሪ ሞት ይቕረ ዝበሃል ኃጢኣት ስለ ዘሎ 82
ድኅሪ ዕረፍቶም ሕያዋንን ዝፈልጡን ስለ ዝኾኑ 83
ትምህርትናን እምነትና ተስፋናን ዝገልጽ ስለ ዝኾነ 84
ንዘሞቱ ወገናት ጸሎተ ፍትሓት ምግባር ከም ዝግባእን ኣብ ጊዜ ቊርባን ስማቶም ኪጽዋዕ ከም ዘለዎን ናይ ቀዳሞት ኣቦታት ትምህርቲ። 86
ተወሳኺ ብዛዕባ ኣገባብ ጸሎተ ፍትሓትን ተዝካርን 90
2.10.4 ጸሎት ፍትሓት ንመን ይፍጸመሉ፧ 94
ተዝካር 97
ሰልዲ ሃቡና 98
ዕለታት ናይ ተዝካር 99
ሰብ ምስ ሞተና እንታይ ንግበር፧ 103
ቅዲ ብሉይ ኪዳን 109
ብስንበትን ብዓላትን እንተ ሞትካ 111
ከም ቻይናውያንን ህንዳውያንን ንኣትማንን ገባብልን 113
ንእግዚአብሔር ከም ንፕረዚደንት 114
ተዋሕዶ ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ 115
ጠንቆልቲ ግብጻውያን ዝደባለቑዎ ትምህርቲ 117
ኣብ ብዙኃት መላእኽትን ሰባትን ዝኣምኑ 122
50 ኣናብስ 50 ኣናብር ዝሕልዉዎ ሥላሴ 124
ሓዋርያት ንጐይታ ኣይሠዓሉዎን 125
መደምደምታ 126
ኣታ ሓሳዊ 127
ሓሳዊ ምስክር 128
ሓሰውቲ ነቢያት 128
ኣቱም ብዘረባ ሓሰውቲ ነቢያት ዝሰኸርኩም 129
ኣቱም ምእንቲ እንዚአብሔር ጸርፍን ጸለመን እትዕገሡ 130
ምዕራፍ 2 ክሕደት ኣብ ቅድስት ሥላሴ 133
ሠለስተ ኣምላኽ ዘለዉዎ እንዳ ሥላሴ 133
ሥዕሊ ሠለስተ ኣምላኽ 135
አቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ዶ ሥላሴ 137
ሥዕሊ ጣዖት ምስ ሥዕሊ ሥላሴ ምምስሳል 138
ሥዕሊ ቅድሥት ሥላሴ 139
ምዕራፍ 3 በእንተ ክርስቶስ 142
ከም ኣወላልዳ ኩሉ ሰብ ዝተወልደ ክርስቶስ 142
ክርስቶስ ከም ኣወላልዳ ኵሉ ሰብ ብዘርኢ ሰብኣይ ዘይኮነስ ድንግልማርያም ንጐይታ ብዘይ ዘርኢ ሰብኣይ ከም ዝወለደቶ 144
2/ ክርስቶስ ከም ማንም ሰብ ዘይኮነስ ብኣምላኻዊ ጥበብ ብድንግልና ተጠኒሱ ብድንግልና እዩ ተወሊዱ 148
ዘለዓለማዊ ድንግልና ብቀዳሞት ሊቃውንት 151
ብዛዕባ ኣኅዋቱ 152
በዅሪ ወዳ ክሳዕ እትወልድ ኣይፈለጣን ማቴ 1፡25 154
ኣይፈለጣን 158
ትርጕም ናይዚ “ኃው /ኣኅዋት/” ዝብል ቃል 161
ማርያም ዝስመን ሾሞንተ ኣንስቲ 164
6. ማርያም ኣደ ያዕቆብን ዮሳን ስምኦንን ይሁዳን መን እያ፧ 164
ብዛዕባ ዮሴፍ ሕጹይ እግዝእትነ ማርያም 167
ነገረ ጥንሰቱ ብምሳሌ 171
ነገረ ልደቱ ብምሳሌ 171
4.3 ክርስቶስ ከም ማንም ሰብ ካብ ተራ ሰበይቲ ዘይኮነስ ብፍሉይ መገዲ ብዘይ ጻዕሪ ዝተወልደ ኣምላኽ እዩ። 172
ኢየሱስ ክርስቶስ ምድራዊ ከም ዚኾነ ምድራውያን ዚኾኑ ድማ ኣቦን ኣደን ከም ዘይብሉ ብግብሩ ኣግሃደ። 176
ምስክርነት መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባዚ 179
ክርስቶስ ኣቦን ኣደን የብሉን ማለት እንታይ ማለት እዩ፧ 182
ደምን ሥጋን ናይ ኢየሱስ ድማ ምድራዊ ኣይነበረን 185
ተዋሕዶ ግና ነቲ ወሃቢ ምሕረት ዚኾነ እግዚአብሔር ረሲዖም እቲ ወሃቢ ምሕረት ክርስቶስ ከም ዚኾነ ጌሮም ይቖጽሩ (2ቆሮ 1፡3)። 188
ክርስቶስ መሓሪ ከም ዝኾነ ብመጽሓፍ ቅዱስ 189
ሥጋ ማርያም 192
ሥዕሊ ክርስቶስ 193
እቲ ሥጋስ ሥጋ ማርያም እዩ ኣይበለን 196
ፍጡር ዶ ንፈጣሪ ኪወልዶ ይኽእል እዩ፧ 199
ሰብ ምስ ኣምላኽ ንምትዕራቕ ካብ ኣምላኽ ዚተዋህቦ ኢየሱስ ክርስቶስ ጥራይ እንከሎ. . . 201
ብዛዕባ ነፍሲ ዝተዋህበ ጌጋ  ትምህርቲ 205
መወከሲ መጻሕፍቲ 210


No comments:

Post a Comment