ሃሌ ሉያ..
ለከ ኃይል ክብር ወስብሐት ወእዘዝ ዝስከ ለዓለም
ኣማኑኤል ኣምላኪየ ለከ ኃይል ክ/ስብ/ወእ/ እስከ ለዓለም
ኦ እግዚእየ ኢየሱስ ክርስቶስ ለከ ኃይል ክ/ወስ/ወእ እስከ ለዓለም
ኃይልየ ወጸወንየ ውእቱ እግዚእየ እስመ ኮንከኒ ረዳእየ
እብል በአኰቴት አቡነ ዘበሰማያት ይትቀደስ ስምከ.......ለዓለመ ዓለም
- ለአምላክ ይደሉ ክብር ወስብሐት ወእዘዝ ዝስከ ለዓለም
- ለሥሉስ ይደሉ ክብር ወስብሐት ወእዘዝ ዝስከ ለዓለም
- ለማሕየዊ ይደሉ ክብር ወስብሐት ወእዘዝ ዝስከ ለዓለም
- ለዕበዩ ይደሉ ክብር ወስብሐት ወእዘዝ ዝስከ ለዓለም
- ለእዘዙ ይደሉ ክብር ወስብሐት ወእዘዝ ዝስከ ለዓለም
- ለመንግሥቱ ይደሉ ክብር ወስብሐት ወእዘዝ ዝስከ ለዓለም
- ለሥልጣኑ ይደሉ ክብር ወስብሐት ወእዘዝ ዝስከ ለዓለም
- ለምኵናኑ ይደሉ ክብር ወስብሐት ወእዘዝ ዝስከ ለዓለም
- ለኢየሱስ ይደሉ ክብር ወስብሐት ወእዘዝ ዝስከ ለዓለም
- ለክርስቶስ ይደሉ ክብር ወስብሐት ወእዘዝ ዝስከ ለዓለም
- ለሕማሙ ይደሉ (ኣብ ዓርቢ) ለመስቀሉ ክብር ወስብሐት ወእዘዝ ዝስከ ለዓለም
ለከ ይደሉ ኃይል ወለከ ይደሉ አኰቴት ኦ እግዚእየ ኢየሱስ ክርስቶስ ለዓለመ ዓለም
ድሕሪ’ዚ መ/ኦሪት ነብያትን ተ/ማርያም ተ/ኢየሱስ፤ ወንጌል ጸልዩ በእንተ ጽንዓ ዛቲ መካን ኣብጽሕ
ክርስቶስ አምላክነ ዘመጽአ ወሓመ በእንቲኣነ በሕማማቲሁ ይቤዝወነ
ንሰብሖ ወናልዕል ስሞ ኅቡረ እስመ ውእቱ ገብረ መድኃኒተ በዕበየ ሣህሉ ወምሕረቱ
ኪርያ ላይሶን ኪርያ ላይሶን ኪርያ ላይሶን ኪርያ ላይሶን ኪርያ ላይሶን
ኪርያ ላይሶን ኪርያ ላይሶን ዕብኖዲ ናይናን ኪርያ ላይሶን
ኪርያ ላይሶን ኪርያ ላይሶን ታኦስ ናይናን ኪርያ ላይሶን
ኪርያ ላይሶን ኪርያ ላይሶን ማስያስ ናይናን ኪርያ ላይሶን
ኪርያ ላይሶን ኪርያ ላይሶን ኢየሱስ ናይናን ኪርያ ላይሶን
ኪርያ ላይሶን ኪርያ ላይሶን ክርስቶስ ናይናን ኪርያ ላይሶን
ኪርያ ላይሶን ኪርያ ላይሶን ኣማኑኤል ናይናን ኪርያ ላይሶን
ኪርያ ላይሶን ኪርያ ላይሶን ፀባዖትን ናይናን ኪርያ ላይሶን
ኪርያ ላይሶን ኪርያ ላይሶን አዶናይ ናይናን ኪርያ ላይሶን
ኪርያ ላይሶን ኪርያ ላይሶን ትስቡጣ ናይናን ኪርያ ላይሶን
ትርጉም
ኪርያ ላይሶን ዝብል ቃል ብቋንቋ ግሪኽ ኮይኑ ኣጸዋውዕኡ "ኪርዮኤሌይሶን" ኢዩ። "ኪርያ" ማለት "እግዝእትነ" ማለት ኮይኑ " "ኪርዮ" ማለት ድማ "እግዚኦ" ማለት ኢዩ። ክጽዋዕ እንከሎ "ኪርዮ ኤሌይሶን" ክበሃል ኣለዎ። ትርጉሙ "ኣቤቱ መሓረና" ማለት ኢዩ። "ኪርያ ላይሶን" ንብል ብልምዲ ኢዩ። እዚ ድማ ኪርዮ ካብ ዝብል "ዮ" ኤሌይሶን ካብ ዝብል ድማ "ኤ" ብምስሓቦም ብትግርኛ "ያ" ን ፈጢሮም
ናይናን
ናይ ቅብጢ ቃል ኮይኑ ትርጉሙ "መሓረነ መሓረና ማለት እዩ"።
እብኖዲ
ናይ ቅብጢ ቃል ክኸውን እንከሎ ትርጉሙ "አምላክ" ማለት ኢዩ። እብኖዲ ናይናን" ክበሃል እንከሎ " ኣምላክ መሓረና" ማለት ኢዩ።
ታኦስ
ናይ ግሪኽ ቃል ኮይኑ ትርጉሙ ድማ "ጐይታ አምላክ" ማለት ኢዩ። ታኦስ ናይናን ማለት ኦ ጐይታ መሓረና ማለት ኢዩ።
ማስያስ
ናይ እብራይስጥ ቃል ክኸውን እንከሎ ትርጉሙ ድማ መሲሕ ማለት ኢዩ። ማስያስ ናይናን ማለት ድማ ኦ መሲሕ መሓረና ማለት ኢዩ
ትስቡጣት
"ዴስፖታ" ካብ ዝብል ናይ ግሪኽ ዝወጸ ክኸውን እንከሎ፡ ትርጉሙ ርሕሩህ ገዛኢ ማለት ኢዩ።
አምነስቲቲ ሙኪርያቱ አንቲ ፋሲልያሱ
ናይ ቅብጢ ቃል ክኸውን እንከሎ "ተዘከረነ እግዚኦ በውስተ
መንግሥትከ ኣብ ትመጽእ መንግሥትኻ ዘክረና ማለት ኢዩ።
No comments:
Post a Comment